
pictures
ብርሃን ወንጌል ባፕቲስት ቤተክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ዳላስ ዝርከብ ናይ ኤርትራውያን ቤተክርስትያን እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብህንጻ ብሪኹና ድማ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስና ህንጻ ነምልኽ ኣሎና። ምስ ሕድሽ ህንጻ ድማ እዝዩ ብዙሕ ተደራቢ ወጻኢታት ኣሎና። ይውሓድ ይብዛሕ ዝኾነ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ንኣገልግሎትና እዝዩ ደጋፊ እዩ። ቸክኩም ን "GOSPEL LIGHT ERITREAN BAPTIST CHURCH" ኢልኩም ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ኣሎ ኣድራሻና ንኽትልእኹልና ብኽብሪ ንሓትት።