
ብርሃን ወንጌል ባፕቲስት ቤተክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ዳላስ ዝርከብ ናይ ኤርትራውያን ቤተክርስትያን እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብህንጻ ብሪኹና ድማ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስና ህንጻ ነምልኽ ኣሎና። ኣድራሻና ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ኣሎ።
ቴሌፎን/ፋክስ: (214) 327-5700
ሴል ፎን ~ ፓስተር ስሎሞን ተወልደ፡ (214) 489-5889
ኢመይል: gospellighteritrea@yahoo.com